top of page
እንቋዕ ናብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ኣኽሱም ብደሓን መጻእኩም
ኣብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ኣኽሱም፡ ምዝዋር መኪና ኣብ መንበር ኮፍ ካብምባል ንላዕሊ ምዃኑ ንኣምን። የግዳስ ኣብ መንገዲ ሓላፍነታዊ፣ ርእሰ ተኣማንነትን ውሑስን ከምዝኮን ንኣምን። ብቑዕን ሓላፍነታውን መራሒ መኪና ንኽትኮኑ ንኽሕግዘኩም ብሕታዊ፡ ውሑስን ምቹእን ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ንህብ። መምህራንና ምኩራት ኮይኖም ዝበለጸ ስልጠና ከም እትረኽቡ የረጋግጹ።
መምህራንና
ሰላም ሳሙኤል ሰሎሞን ይበሃል።
ኣብ ምምሃር ዘርፍ ብዝሑ ልምዲ ዘለኒን 4 ቋንቋታት ዝዛረበ መምህር እየ። ዝዛረቦም ቋንቋታት እንግሊዝኛ፣ ዓረብኛ፣ ኣምሓርኛን ትግርኛን እዮም።
ትዕግስተኛን ፍልጠት ዘለዎን መምሕር መኪና ብምዃን ብቑዕን ሓላፍነታውን መራሒ መኪና ክትከውኑ ክሕግዘኩም ቃል ኣትየ ኣለኹ።
ክብርታትና
-
ንድሕነት ቀዳምነት ምሃብ
-
ተማሃራይ ማእከል ዝገበረ ኣገባብ ምቕባል
-
ንብሉጽነት ተወፋይነት ዘለዎ ሞያ
-
ናይ ነዊሕ ዕድመ ትምህርቲ ምሓብ
-
ዘዘናግዕ ናይ ትምህርቲ ሃዋህው ምፍጣር
"ኣኽሱም" እንታይ ማለት እዩ?
ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ኣኽሱም፣ ካብ 100 ዓ.ም ክሳብ 940 ዓ.ም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝነበረ ታሪኻዊ ስርወ መንግስቲ ኣኽሱም ፣ ስም ዝተሰየመ እዩ። ነዚ ሕድሪ ብምሕቋፍ ተማሃሮ ብውሑስን ብሓላፍነትን ክዝውሩ ነተባብዕ። ዝተማህረን ሓበሬታ ዘለዎን ማሕበረሰብ ኣሽከርከርቲ መኪና ንምፍጣር ኣብዚ መሳጢ ጉዕዞ ተጸንበሩና።
bottom of page